ንምኽትል ፕረዚዳንት ትግራይ ዝተሓረዩ፤ ሓደገኛ መግለፂ ቤ/ ምኽሪ ድሕንነት ኢትዮጵያ፤ ኣብይ ነጋዳይ ኦሮሙማ እዩ - ብርሃኑ ነጋ፤ ካሕሳ ትግራይ ካብ ኤርትራ
HTML-код
- Опубликовано: 17 апр 2025
- Copyright @Dedebit Media Official
ደደቢት ሚድያ ንምሕጋዝ / To support Dedebit Media
*********************************************
GoFundMe: gofund.me/cd83...
PayPal: www.paypal.com...
ቀዋሚ ኣባል ንምዃን/To be a member: / dedebitmedia
A raffle organized by Dedebit Media ብደደቢት ሚድያ ዝተዳለወ ሎተሪ/ዕጫ: go.rallyup.com...
ደደቢት ሚድያ ንምስዓብ | To follow Dedebit Media
************************************************
ዌብሳይት/Website፡ dedebit.org/
ቴሌገራም/ ፡ t.me/dedebitme...
ፌስቡክ/Facebook (Mekelle Studio)፡ / dedebitmediastudio2
ፌስቡክ/Facebook (Australia Studio)፡ / dedebitmedia
ትዊተር/Twitter፡ / dedebitmedia
ዩቱብ/RUclips (Mekelle Studio): / @dedebitmediaofficial
ራምብል/Rumble፡ rumble.com/c/D...
ቪሞ/Vimeo: vimeo.com/user...
ሰለላም ደደቢት ሚድያ ብምልኡኹም ከምታንጌቾ ርእሱ ርእሱ ዝበልካዮ ንታደሰ ወረደም ተኸታቲልካ ስርሑሪኢኻ ተኸታተሎ በተረፈ🎉🎉🎉🎉❤❤❤💪💪💪💪💪🙏🙏🙏
ደ/ር ሃይለ ሰለቃልስካ ነመስግን ቀፅለሉ❤❤❤❤
ሰላም ደኩተረ ሃይለ ጅግና ወድ ህዝብ ሃገረ ትግራይ ዓግዓዝያን ጅግና ክንራባረብና እና ተራባርብና እና ለሙውን ከም አምየ ወድ ህዝብ አጆካዓ ተዓጠቅ ደኩተረ ሃይለ አንበረ ተጋዳላይ !!!
ሠላም ሠላም ዶ/ር ኃይለ ድምፂ ህዝብና በርቶዕ አብ ጎንካ ኢና ።
Hayle ንፈትወካ እና ግን ምስ Eritrea መቼም ሓደ አይንከውንን ❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
ብሓቂ ዶ/ር ሃይለ ጅግና ሙሁር ኢኻ።
ዶር ሃይለ አርሓ ወያናይ ኸመይ አሐኻ!!
ደ/ር ሀይለ ጅግናወዲህዝቢንበረልና❤❤❤
የቀንየልና ድር ሃይለ
ዶ/ር ሃይለ አፈላላይ እናስፋሕኻ ዓቅሚ ትግራይ ትብትን አለኻ ዝኾነ ይኹን ሐይሊ ሰብ ትግራይ ተአኻኺቡ ትግራይ ንምድሐን አብዝግበር ምንቅስቃስ ስራሕ
ብትክክል ❤❤❤ሀይለ
❤💛ጂግናናናና❤💛👏👏👏👏💪💪💪💪💪💞
Monjorino a woman of integrity and progressive intelligent Organic female politician must be Vice President of Tigray,
ደ/ር ሃይለ አንተ ጅግና ትግራዋይ ብጣዕሚ ኢና ነመሰግነካ ድምፂ ህዝብኻ
አይተ አለም ገብረዋህድ ም/ፕረዝደንት ተዝኸዉን ዘሐሸ ነይሩ ዓቅሚ አለዎ እዩ
Dedebit for the people of Tigray, 👍👍👍
ደ/ር ሃይለ ጅግና ኣቦ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
ሰሰናዩ ኩሉ ንትግራይና ይኩን ♥️🙏
ኣንታ ጅግና ፀኑዕ ተቓላሳይ፣ፍረ ቓልስኻ እቶም ፀረ ህዝቢ ትግራይ ተጓሒፎም ኣለው
ሃይሉሽ ፁኑዕ ሰብ❤❤❤
ሃይለ ጅግናና ኣበ ጎንኻ ኣለና። ድሕሪ ሕጂ ኣጀንዳና ክኸውን ዝግብ ላእላውነት ትግራይን ዘተመዛበለን ዝተሰደዱ ወገናትና ናብ መረበቶም
ዝምለስሉ ቀንዲ ዕዮና ክኸውን ይግባእ።
ኣይ ደኩተር ሃይሌ ሓደ ክንድ ሺሕ ናይ ባንዳ ንስሃ ኣቦ❤❤❤❤❤❤❤
ዶክተር ጅግና ኢካ
ኣሉላ ነፋሒቶ ምስዝዋዓሎ ዝቅየር
ኩርኩር ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ዕቡድ ሰብ
እዩ
ዶክተር ፍስሃ ሃፍተፄን ምኽትል ክኸውን ኣለዎ
ኣላም ገብራዋህድ ይኹን
ምክትል አለም ገብረዋህድ አንተዝኸዉን
ዶ/ር ሃይለ ትኽክል ኣለኻ ኣብ ጎንካ ኣለና ቀፅለሉ በርትዕ
Dedebit 💪💪💪💪💪💪💪
እዘን ናይ ወዲ ወረደ ናይ ተንኮል ቃላት ደብተራ ክስታይ እንታይ ከምዙይ እስታይ ዝባሃላ ቃላት እንተደግምወን ካብ ጌታቸው ዚገደደ ደብተራ ብልጽግና ኢዩ
❤❤❤❤❤ ትግራይ
ሃይለ ጀግና💪💪💪💪💪💪💪
በርትዕ ሃይሉሻ
I suggest Liya Kassa👌
Dr hayle I m proud of you mearey ❤ may God bless you 🙏
አሉላ ርካሽ ለማኒ ሰሪሑ ዘይፈልጥ ዝበኸተ ሰብ እዩ
ምስ አሉላ ኮፍ ኢለ ዘሕለፍክዎ ግዜን ሰዓትን የጉህየኒ
አበሳ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
Dr Haile jigna tigraway 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Selam Haile, I fellow your channel. Generally,i like your programme. Specially your view on the need of better and contructive relationships between Eritrea and Tigray.
አምላክ አይትሙቱ ክብለና ዶር ሃይለ ሂቡና
ሃይለ ሓዉነ ጂግና
ሃይለ ጀግና
ሰስክራይብ ሼር ላይክ ምግባር አንህመቅ 🙏
ኩሉ ካማካ እንተዝሓስብ ❤❤❤ጅግና
ካብ መራሒ ናይ ብርኪናፋሶ ዶ እኳ ኣይመሃሩን ኣታ
በርትዑ ሃይለ
Amaral asefa❤❤❤
Haile
You and concerned Tigrians like you have to come to Tigray and use this opportunity to save the people of Tigray
ሰማዕ እነዶ ሃይለ ሚዓዝ ጥራሕ እዙይ ኮይኑ 3ይ ዙር 70 ካሬ 8 ዓመት ዝገበረ ኸ አንታይ የባሃል
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless parity tough people military Master mind faster fighters in the world our Generals corenils all long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY ❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
ትክክል ኢካ ዶ/ሃይለ ወሲካ አቃላዓዬም ኒ ቲበአሰ ሚድያ
ፕ/ር ዘርኢ ሰናይ ክመርሕ ይግበኦ ኣይተስርሑዎን ደኣ ምበር። ትግራዋይነቱ ዘይደራደር
ደ'ር ሃይለ በይንካ ኣርሚ ትግራይ ኢኻ።
ዶክተር ሀይለ ዝበልካዮ ቁንዕ ኢዩ ም ፕረዝደንት አብእድና ስለዝኸነ ቁኑዕ ዘሳግር ፣ ካብ ዳግማይ ዕንክሊል ዘውፀና መቋፀሪት ምስጢር ዝቋፅር አብ መኸተ ብቀጥታ ኸነ ብተዘዋወረ ንትግራይ ዋጋ ዝኸፈለ ናብ 4ኪሎ ዘየቧሕቅ ንብረት ጥሪት አብሽዋ ዘይብሉ ካብ ፀብብነትን ጉጁለአዊ ሕመቅ ውፅእ ዝበለ ካብ ሕማም ዕንክሊል ዘውፀና ንኽኸውን ጥንቃቄ ንኽግበር ሐደራ ሐደራ።
እዋእ ትጋገ አለኻ ህወሓት ኩለን ላዕለዋይ መራሕቲ ህወሓት ንዘይኮነ ሃብዎ እንታይ ማለት እዩ ? ስልጣን እንተይሓዘ እንታይ ክሰርሕ እዩ ? ዘይመስል አይትዛረብ ። ብቕዓትን ቅንዕናን ዘለዎ ምረፁ ምባል ፅቡቕ እዩ አባል ንዘይኮነ ሃብዎ ዝብል ግን ጌጋ እዩ ። ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ካብ ታሕቲ ናብ ማእኸላይ ኮሚቴ ክመፅእ ግበሩ ምባል እዩ ዝግባእ ።
🙏👏💛❤️🙏👏💛❤️
ዶክተር ሀይለ ብሉፅ ትግራዋይ hero
ወድ ጎንደረ አታ እዝንይ ሮዖ ሃገረ ትግራይ ማዕዝ ትርዖ እልኩም ንገረዎ ለዓሉላ ሰለሙን ሰም ጀጋኑ ልሰረቀ ሌይባ ሰለሙን ክበደ ዘዓበደ ክልብይ እዩ በሃፅሩ ???
Jenna hayle
አየ ለዘጋጀኹሞ ሰብ ስለ ዘሎ እዩ እምበይ ዓለታዊያን ጉጅለ ዓቕም ዘለዎ ሰብ ዘይኾነስ ዝሰርቕ ሰብ እዩ ዘሎ
ቆራዲድ በዚሖም ሃይልሽ
You are smart Tigray journalist keep it up well done.
በሉ ንፅናዕ ደጊም ፤ ፅንዓት ይሃበና !
በሉ ንፅናዕ ይቐርፅፅ ልብና !
በሉ ንፅናዕ ፅንዑ ሰማእታትና !
ብፆት ዝነበሩ እንካብ ጠለሙና !
ፅናዕ ፅኑዕ ህዝቢ ወትሩ ኣብ መትከሉ !
ፅናዕ ተጋዳላይ ዝስዋእ ኣብ ቃሉ !
ለኽባጣት'ውን ፅንዑ ወይ ድማ ዓልሉ !
መናብርቲ ስርናይማ ክርዳድ እንዳኣሉ !
ፅናዕ መለስ ረኺብካ ተካኢ !
ፅናዕ ስዩም ነይሩካ በላዒ !
ኣባይ ነብሶ ፅናዕ ወትሩ ተሰዋኢ !
ዘግብ ሴኮቱሬ ናይ ውሽጢ በላዒ !
ፅንዑ ሰብ ኣኽሱመይ ፅንዑ ሰብ ደንገላት !
ማሕበረ ዴጎ ፅንዑ ብግፍዒ ስዉኣት !
ክጥቕልሉ መፅዮም ናይ ውሽጢ ጠላማት!
ደጊምና ክንብላዕ ክመፀና ኩይናት !
መማኸርቲ ኮይኖም ዓርዮም ናብ ባንዳ !
ምንም ከይከፈሉ ናይቲ ዕሸል ዕዳ !
ሳሞራ ክመርሖም ድሮናት ከኹድዳ !
ዓድና ክትልወጥ ክትኮን ምድረ ለበዳ !
ዓርዮም ኢሎሞም በሊዖሞ ሕድሪ
እዋን ከይፀልመተ ኣፍቲ ድሁር ቀትሪ !
ማህተም ኣመኸንዮም ምኽንያት መፍጠሪ !
ራያታይ ሰቢኾም ዓዲ ከይትዕሪ !
ኣነስ እንታይ ክብል ፀልሚቱኒ ቀትሪ !
ጋሃነም የእትኹም ናይቱ ስዉእ ሕድሪ !
ብኣጋ ክትከዱስ ለሚነ ፈጣሪ !
ክልተ ንመልሓስኩም መታለልቲ ኣትባን !
ሰተይቲ ደም ስዉእ ደምቱ ግፉዕ ህፃን!
ኣብ ውጥና ኔርኩም ኮይንኩሙና ትዃን !
ሎሚ ግን ጎሊሁ ረኺብኩማ ስልጣን !
ሓቢርኩም ክትሰርሑ ክትኮኑና ሰይጣን !
ኣታወ ዕሸል ወሪዱ ምስቲ ወዲ ረዳ !
ዋዕሮ'ውን ወሪዳ ምስቲ ወዲ ረዳ !
ክትስዕረላ ትግራይ ወዲቓ ኣብ ሜዳ !
እዙይ ከይፈለጠት ! ንሱ ከምዝኽሕዳ !!
* ፅንዓት ንኹሉ ስድራ ሰማእታት ትግራይ!*
*ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና !*
*ዘልኣለማዊ ሞት ንኸድዓት!*
ትግራይ ትስዕር !!
ሰላም ዶ/ር ሃይለ አነ ግን ከምርድኢተይ ልሂቃን አምሐራ ግን ጌታቸው ከሙ በለ አይበለ ዝገድፉ አይኮኑን ነይሮም ጌታቸው ከሙ ምባሉ እውን ጌጋ እዩ ኢለ አይሃስብን እt ዋና ፀገም ግን ውሕጅስያ እናስሐቀ ይወስድ ዝበሃል ምስላ ወለድና እዩ ኮይኑዎ እየ ዝብል።
❤ናዓ ንስኻ ዓዲ ቀይር😮😮😮😮😮
ደአደአቢት,ኣርማኹም,ፅቡቅ,ንሕዝቢ,አገልግሉ,አይትሕመቁ,ረአቃሕታአት,ንሕዝቢ,ብእኹሉ,ኣምሮ
ተመሪፁ እዩ ፈፃሚ ዝኸውን፣ ዘሐሸ ስለዝኾነ!!! ካሊእ መዐቀኒየለን፣ ህወሓት ዝውክል ህወሓት ዝመርሕ እዩ። ህወሓት ዘይኮነ ከመይ ኢሉ ህወሓት ይውክል??????!
ምኽትል ድማ ብኢ-ሜል ከዓ ክሙከር ይኸውን።
ዋላ ንሓደ ማዕልቲ እንተዝህቡኒ እናበልካስ ዳሓር ድማ ስልጣንኳ ኣይደልንዋ ምባልስ ነውሪዶ ኣይኮነን።
ኣብ ትግራይ ንስልጣን እምበር ሽግር ህዝቢ ትግራይ ክፈትሕ ዝፍትን የለን
Fetlewerk would be the best person for Vice President of Tigray.
ጓል አነሰተይቲ ክትከውን አለዋ
ሊያ ካሳ, ፈትለ ወርቂ ወ.ዘ.ተ
ንህዝብኻ ዘለኻ ውግንና ዝናኣድ እዩ!
ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ወራር ወርቂ ኢድ ዘለዎም ሰባት ክሲ መስሪትካሎም ነይርካ ግና ኒቲ ዓቃቢ ሕጊ ኣፈራሪሖም እቲ ክሲ ጠጠው ከምዘብልዎ ገሊፅካ ነይርካ ። ደጊምካ እንተትሪኣ ፅብቕ ይመስለኒ። ወርቂ ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍቓድ ሂቡዎም እዩ ኢልካ ሃፍቲ ትግራይ ክወረር እንተሎ ሱቕ ኢልካ ምርኣይ ናይ ወራር ኣካል ምዃን እዩ ። ስለዚ ሕዚ እዉን ጠጠው ስለዘይበለ ንቃለሶም። ናይ ወርቂ ዕደና ክካየድ እንተኾይኑ ብዓቅሚ መንግስቲ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ኮይኑ ንረብሓ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ክኾን እዩ ዘለዎ። ካሎኦት እናሓፈሱ ክወስድዎ ምርኣይ የሕዝን እዩ።
ኣብኣ ክውስኸልካ ዶ/ር ሃይለ እቲ ቆልዓ ዝቦሎ ህዝቢ ትግራይ ጦርኖት ባህላዊ ጭዋታና እዩ ዝበለ እዩ ህዝቢ ትግራይ ደላይ ሰላም እበር ደላይ ጦርኖት ኣይኮነን ፈሽኳ ዝኮነ ሰብ እዩ
ህዝቢ ማለት ቁሽትካ ጥራሕ ኣይምሰልካ ኣይተ ሃይለ "መልሓስ"
አታ ጀጋና
ሹመት ሽትኡ መሃያን ጥቕማጥቕምን እዩ ካብ ፈፃሚት ኣባል ኣይሓልፍን ዝተመፀሉ ስለዝኾነ።
ጌታቸው ሓቂ ተዛሪቡ ። መለስ ዜናዊ ንደሳለይ ሃይለማርያም ምኽትሉ ገይሩ ሸይሙ ። ህወሓትውን ንጌታቸው ሸይማ ናይ ክልቲኦም ሽመታት ውጺኢቶም ርኢናዮ ። ደሳለይ ንኢትዮጵያ ሓዊ ኣእትዩላ ጌታቸው እውን ንትግራይ ሓዊ ዘሪኡላ ሃዲሙ ። መራሕቲ ጥንክር ዝብለ ሰብ ኣይትክኡን ኣቤት ወዴት ዝብል ተኣዛዚ እዮም ዝመርጹ ። ጌታቸው ኣቤት ወዴት ዝብል ሰብ እዩ ተባሂሉ ዝሕመ ኣይመስለንን ግን ሰባት እንተይፈለጦም ሓሊኾም ዘውድቑዎ ይመስለኒ ። እዙይ ዘይምፍላጥ እውን ሕመቕ እዩ ።
ናብ ስልጣን ክመፅእ ዘለዎ ንትግራይ ዘቀድም መንፈስ ናይ ሽዋ ዘይብሉ ኢትዮጵያን እንተሃብቲማ ትግራይ ክትህብትም እያ ኢሎም ካብዝሐስቡ ዓዋናት ደናቁር ነፃ ዝኮነ ትግራይ ትግራይ ሃገር ራኢ ዘለዎ እዩ ክኾን ዝግባእ ግርህናን ቅንዕናን ዝብሃል ፓለቲካ ናይ ዓያሹ እዩ ጎራሕ ቆቃሕን ተንኮለኛን እዩ እቲ ፓለቲካኛ ብሕልፊ አብ ቀርኒ አፍሪቃ::
ምክትል ፕረዚደንት ዝብሃል ነገር እኮ የለን ኣብቲ ናይ ሀዚ ምደባ እንደገና ኣቦቶም ዝቋቋሙ ካቢኔታት ካብቶም ወታሃደራዊ መራሕቲ ብዘይ ሓደ ስብ የለን፡፡ መረጃ የብልካን ሃይሌ የለን፣፣፣፣
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ambassador Fisseha should get the vice President of Tigray
Monjorino is the best person.
አምባሳደር ወንድሙ አሳምነው will fit the post
ጀመረካ
በቃ ወርዒ ምላሽ ክትሪኢ ኣይትደልን ድሮ ኣቃቂር ምውፃእ ጀሚርካ?
Tigray n eritera aybdelen dyu entay tbel aleka bgura zkewan yelan
👑
ትኽክል !!ንኣሉላ ሰማዒ የብሉን!!!
👉👉ብመትከል ወይ መስመር ፅኑዕ ውድብን ህዝብን መንግስትን ሓልዩ ከማእዝን ዝኽእል እማ ካብ ማእከል ህወሓት ክኸውን’ዩ ዘለዎ 👈👈
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዛ ዓመታ ዘሕለፈት ቲቢኤስ ሚድያ ትኽክል እኻ ፀገም ኣለዋ .ክትኢረም እዩ ዝግባእ .
ከበደ ሰለሙን ድዩ ወይስ ሰለሙን ከበደ እዩ
Knday halefleff tbl eka
ከክንድኡ ሃይለሓወይ ተትዛረበሉ ምልሓሶም ቁልፋትእዮም
ደ.ር ፍሳሃፄን ወይ አማኒኤል እንተዝኾኑ ይመርፅ
ጉዳይ አማኻርቲ ዊን ክረአ አለዎ
😅❤😅 Laquwa (Ebud) Denqoro eka! Kukunay hbey'si mis Seb hade eyu? Aykonen! Telmeden Politics eka! Bzaeba may Artificial degree tewahibuni elkas 😂😂! Kab nay Abiyn Debrichn doctorna entay melesa alewo? Nothing!😂😅
ኳሕ ኳሕ ❗️ መኒኻ አነ እየ ፣ አነ መን....... ❓
አሉላ ናይ ጅግና ሽም ኢዩ ዝባ ሰሎሞን ከደበ ወዲ ድቃላ ናብ ሕጊ ይቅረብ